1 of 2

መእተዊ ኬብሮን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዲፕሎማ ክላስ

 

 

ኬብሮን ዓለምለካዊ ኣገልግሎት ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶኮሎም ኮይኑ ብቀረባን ብርሕቀትን ካብ ድረጃ ሰርቲፊኬት ክሳብ ዲግሪ መንፈሳዊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝህብ መንፈሳዊ ኣገልግሎት ክይኑ ክምሃር ዝደኢ ብደርጃ ሰርቲፍኬት ክጅምር ይግባእ ።