ብዛዕባ ኬብሮን

ኬብሮን ዓለምለካዊ ሃወርያዊ ኣገልግሎት

ኬብሮን ዓለምለኻዊን ኣገልግሎት እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ ልቢ ሃወርያ ሕነሽም ራእይ መሰረት ኣብ ሃገር ግብጺ ከተማ ካይሮ ካብቲ ኣብቲ ከተማ ዘላ ማሕበር ሀወርያ ሕነሽም ናይ ሽዑ ፓስተር ሕነሽም ዘገልግለላ ዝነበረ ቤተክርስትያን ብስሩዕ ተመሪቁ ድሕሪ ምውጻኡ ዝተጀምረ ኮይኑ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራትን ከተማታትን ብምዝዋር ዝተፈላለየ ኣገልግሎት ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ march 2 014 ብወግዒ ኣብ ሃገረ ሽወደን ከተማ ስቶኮሎም መሰርት ብምግባር ኣብ ሕጺር ግዜ ዝተፈላለየ ዕውት መንፈሳዊ ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ ጸጋ ኣምላክ ዝሓገዞ ኣገልግሎት እዩ።

ኬብሮን ዓለምለካዊ ሃወርያዊ ኣገልግሎት ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ጨንፈር ቤተክርስትያናት ዘለው ኮይኑ ዝተፈለለየ ዝልለ ኮይኑ ዝተፈላለየ መጽሓፍቲ ብምጽሓፍን ኣብ ልዕሊኡ ውን ዓዲ ንዓዲ እንዳገልገለ ብምዛር ንብዙሓት ንበረከት ዝከውን ዘሎ ኣገልግሎት እዩ።

ኣብ ሃገር ሽወደን ከተማ ስቶኮሎም ሶልና ዝብሃል ሰፈር ኩሉ ግዜ መደባት ናይ ጸሎትን ካልኦትን ማለት ዓርብን ቀዳምን ኣብ ዝካየድ ውህበት ጸጋ ብፈውሲ፣ ትንቢት፣ ውንገልን ትምህርትን ኣገልሎት ንብዙሓት ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዓድታት ከይተርፈ ዓቢ ናይ በረከት ኣፍደገ ምካኑ ብፍቅሪ ኣምላክ ይገልጽ። 

 

ካብ ተማሃሮ ኬብሮን መጽሓፍ ቅዱስ ዝሃብዎ ምስክርነታት

ኬብሮን ብዙሕ ፍልጠት ምስ መንነትናን ህያብ ኣምላኽን ምስ ዝተዋሃበና ስልጣን ኣምላኽን ባህርን ንክንፈልጥ ንክንምለስ ንዝሓደግናዮ ንክንነብሮ ዕሙቀት ዘሎዎ ፍልጠት ምሂሮምና ሞባይልና ሓንጎልናን ስጋብ ዝምልእ ኣስኒቅቆምና እኮ ዝገርም ተር ከም ዓተር ኢዩ ጥቅስታት ብብዝሒ bible, concordans ስጋብ ዝመስል ኣብ ሓደ lesson 21 ጥቅስታት ኣሎዎ ድምሩ ስጋብ 24 ምዕራፋት ንሰርቲፊኬት ተማሂርና ብድምጺ ውን ሓዋሪያ ሕነሽም ብጥዑም ድምጹ ሓጺር መብርሂ ምግላጽን እንዳሃበ መሳጢ ትምህርቲ ተኻፊልና ኣብ houston ሒደት ተማሂርና ኣይ ከም ሓጎስ ሓወይ ኣያን ሓውን ዓርኪ ኩሉ ኮይኑ ንክምሃር ኣተባቢዑኒ ንሓውና እለይ( ተስፌ (ውን ልዑል ምስጋናን ፍቅርን ንህብ ንኬብሮን ቤተክርስትያን ሽወደን ኣዚና ነመስግን ንሓዋሪያ ሕነሽም ውን ፍቅርን ኣኽብሮትን ኣድናቆትን ኣሎኒ ንፓስተር በረኸትን ንፓስተር ቁዱስን ስነስርዓት ምረቓ ኣካይዶምልና ዋጋ ከፊሎም ስለ ዝመጹና ነመስግን ንፓስተር ዳዊት ሓድጉን ንመገላግልቱን ንፋሪስ ቤተክ Houston ነዚ ፕሮግራም ንክካየድ እጃሞም ዝገበሩ ንዘማሪ ኣለማዮ ተስፋሚካኤል ምሳና ሓቢሩ ስጋብ ዝውዳእ ብኣምልኾ ብመዝሙር ብኹሉ ዘገልገለና ኣዚየ የመስግን ኣብዚ መመረቅታን ኮንፍራስን ምሳና ዝውዓልኩም ልብኹም ዝገፍሐ ኩሉ እቲ ሰፊሕ በረኸቱ ኣምላኽ ይባርኽኩም ክብል እፈቱ እንትምንታይ ሲ ብዙሕ ሓጎስን ሰላምን ኮይኑልና ምትእኻኽብና ካብ ሽወደን ካብ ኣትላንታ ካብ sauth dakota ካብ ሳንዲያጎ ካብ ኦክላንድ ካብ LA los dallas anglose ካብ ስያትል ካብ ዋሽግንተን ዲሲ ካብ ኣሪዞኒያ ካብ ሳን ኣንቶኒዮ ብዝመጹ ኣጋይሽን ዝምረቁን ማዕሪጉ ውዒሉ ልዕሊ ኩሉ ድማ ህያው መንፈስ ቁዱስ ምሳና ነይሩ ብዘመርቲ ጽቡቅ ናይ ኣምልኾ መንፈስ ነይሩ ምስ ሲነር ዘማሪ ኣለማዮ እንዳኽበርዎ ንጎይታ ልዕሊ ኩሉ ድማ ክብሪ ሂቦሞ ኢዮም ህዱእን ጥዑምን ህልውና ኣምላኽ ነይሩ ሓዋሪያ ሕነሽም ጥንቃቀ ሚዲያ ዝተሓወሶ ናይ ምስክርነት ግዜን ናይ ትንቢት ኣገልግሎትን ኣገልጊሉ ብቃል ድማ ኣዚዩ ሃኒጽናን ባሪኽናን ኢዩ ብላዕ ስተ ውን ሕልፍ ኢልካ ስላሴ ዝባረኽዎ ነይሩ ኢዩ ኮታ ብጥቅልል ዝበለ ብፍላይ ከም ህዩስተን ኣብ ሓዳሽ ሕብረት ፋሬስ ቤተክ ከምዚ ዝበለ ሕብረት ብምግባሩ ምሕረት ኣምላኽን ፍቅሩን ኢዩ ሕብረት ኣብያተክ ኢዩ መሲሉ ወላ ውን ክረአ ኮሎ ኩሎም ከካብ ሕብረቶም ኢዩም መጺኦም በዚ ሓጎስና ዓቢ ኢዩ ምረቃ ዲፕሎም ከም ኣነ ኣብዚ ክኸውን እምነ ሕብረት ዶ ይጽገብ ኢልክሞ ዋው ዋው እብለኩም ጎይታ ይባርኽኩም ሓውኹም ናቱናኤል 'የ።
ናትናኤል
ሻሎም ብልቢ እነፍቅረካ መንፈሳዊ ኣቦና ስለቲ ብሉጽ ጻዕርካ ንጎይታ እንዳመስገንኩ ብምህሮታትካ ብዙሓት ይፍወሱን ይትንስኡን ይጸናንዑን ይባረኩን ከምዘለዉ ሩጉጽ ምስክረይን ምስክር ቡዙሓትን እዩ። እቲ ተኣሚንካ ዝሰዓብካዮን እተገልግሎ ዘለካን ጎይታ የሱስ ብኣጎልግሎትካ ሓሊፉ ሂወት ቡዙሓት ይቅይር ኣሎ ስሙ ይባረክ ። ምስጋና ነቲ ምሳካ ብመለኮታዊ ምክሩ ዝርከበኒ ጎይታ የሱስ እንዳመሰገንኩ ምሳካ ክዓይ ሞጎስ ስለዝረከብኩ ምስ ብዙሕ ሓጎስን ፍቅርን ኣክብሮትን Thank you ! እንዳበልኩ ንዓካ ዘሎኒ ፍቅሪ ዕዙዝዩ !!!። Daddy i love you! love you! love you! love you! love you! love you! love you! ካብ መንፈሳዊ ወድካ
your son Ele
us

Our Partners