ኬብሮን ዓለምለኻዊ ሃዋርያዊ ኣገልግሎት

መዓልታውን እዋናውን ጥፈታት ኣብ ኬብሮን ዓለምለኻዊ ኣገልግሎት

ንሕና ድማ፡ ንዅሉ ሰብ ብክርስቶስ ምሉእ ጌርና ኸነቝሞ፡ ብጥበብ ዘበለ ንዅሉ ሰብ እናመዓድና፡ ንዅሉ ሰብውን እናመሃርና ንነግር አሎና። ቆሎሴ- 1 ፡ 28

 

ናይ ፍታው ህያባትኩም  ነዚ ሚኒስትሪ ዘርእኩም ክትዘርኡ ምስ ትደሉ!!!! እግዝኣብሄር ይባርኩም!!!

ሓደሽቲ ዝተለቁ ኣብ ኬብሮን ሚንስትሪ

ኣብዚ ቀረባ እዋናት ኣብ ኬብሮን ሚንስትርይ ወብሳይት ዝተለቁ መንፈሳዊ መጽሓፍትን ስብከታትን ኣብ ዚ ታሕቲ ኣለኩም።

ምስክርነታት ካብ ተማሃሮ ኬብሮን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ተማሃሪት – ሚሊ ኣብርሃም

My name is Mili Abraham and I live in San Diego, CA. Since I started lessons with you, I can see that before, I was empty. I thought I knew my bible. I had been Born Again for 14 years and studied my bible constantly. However, how I learn now since your classes has changed everything completely for me. I now have a deep connection to the presence of God, the love of God, and the presence of the Holy Spirit in my life. I see things in detail. My eyes have been opened to clearly see the word of God. Sometimes I rush to be alone to spend time with my bible. I really encourage you to continue to teach to all the people of the nation, and also to encourage the leaders of the church to preach not by saying “you’ll be blessed” or “you’ll be a prophet”, but rather to teach the bible and help us to recognize it for ourselves. From this class, I see myself more clearly and it has helped me to love God more than any other service or learning I have done. I see how big He is. I feel much closer to the sense of the Holy Spirit.
 
May God bless you all and give you more knowledge, wisdom and understanding for His glory. I love you all. I wanted to send you a video, but it is too big for my email. I will try to send via Viber.
 
 
Your sister in Christ,

ተመሃራይ – ለኣከ

ሰላም ንዓኻ ይኹን ዝኸበርካ ክቡር ናይ ኣምላኽ ሰብ ሃዋርያ ሕነሽም፡ብእትሰደልና ዘሎኻ ኣስተምህሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡comment ኪህብ ደስ ይብለኒ ምኽንያቱ ንጽቡቕ ጽቡቕ ምባል ጽቡቕ ስለዝኾነ፡
እምበኣርከስ እዚ ሎሚ ሰዲካዮ ዘሎኻ ብኡነት ካብዚ ንላዕ ኪምህር ወይ ነዛ ዝገለጽካያ ምስ ሂወትናን ትርጉም ክርስትናን ኣብ መንፈሳዊ ምዕባይ ኪገልጻ ዚኽእል የልቦን።ከምውጺኢቱ ኩሉ ንዓይ ኮይኑ ይስምዓኒ ኪሰምዖ ከለኹ ኣብ ገለገለስ የሕፊሩኒ እቲ ብዘይ ኣፍልጦ ብዘይ ንቕሓት እንዛረቦ እንኾኖ፡
ኣብ መጨረሻ ኪብለካ ዝደሊ ኣምላኽ መመሊሱ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ምግላጽን፡ዕድመን ኩሉ ጸጋ ኣምላኽ ዘበለ ካብ ሂወትካ ክሳብ ሙሉእ ስርድራበትካን፡ ሞጎስ ኣብ ልዕሊ ኩሉ ሰብ ኣማንን፡ዘይኣማን፡ከምኡውን ኣገልግሎት ስፍሓት ብካሊእ ቓንቓታት ወንጌል ንዓለም የብቅዕካ፡ተባረኽ።
ንስኻ ብሩኽ ምቕሉል፡ኢኻ፡ኩሉ ሰናይ ዘበለ ካን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይወሰኸልካ፡ኣሜንንንንንንንን
 
ካብ ሓውኻ
Leake Norway Bergen.😍

ተመሃራይ ናትናኤል

ኬብሮን ብዙሕ ፍልጠት ምስ መንነትናን ህያብ ኣምላኽን ምስ ዝተዋሃበና ስልጣን ኣምላኽን ባህርን ንክንፈልጥ ንክንምለስ ንዝሓደግናዮ ንክንነብሮ ዕሙቀት ዘሎዎ ፍልጠት ምሂሮምና ሞባይልና ሓንጎልናን ስጋብ ዝምልእ ኣስኒቅቆምና እኮ ዝገርም ተር ከም ዓተር ኢዩ ጥቅስታት ብብዝሒ bible, concordans ስጋብ ዝመስል ኣብ ሓደ lesson 21 ጥቅስታት ኣሎዎ ድምሩ ስጋብ 24 ምዕራፋት ንሰርቲፊኬት ተማሂርና ብድምጺ ውን ሓዋሪያ ሕነሽም ብጥዑም ድምጹ ሓጺር መብርሂ ምግላጽን እንዳሃበ መሳጢ ትምህርቲ ተኻፊልና ኣብ houston ሒደት ተማሂርና ኣይ ከም ሓጎስ ሓወይ ኣያን ሓውን ዓርኪ ኩሉ ኮይኑ ንክምሃር ኣተባቢዑኒ ንሓውና እለይ( ተስፌ (ውን ልዑል ምስጋናን ፍቅርን ንህብ ንኬብሮን ቤተክርስትያን ሽወደን ኣዚና ነመስግን ንሓዋሪያ ሕነሽም ውን ፍቅርን ኣኽብሮትን ኣድናቆትን ኣሎኒ ንፓስተር በረኸትን ንፓስተር ቁዱስን ስነስርዓት ምረቓ ኣካይዶምልና ዋጋ ከፊሎም ስለ ዝመጹና ነመስግን ንፓስተር ዳዊት ሓድጉን ንመገላግልቱን ንፋሪስ ቤተክ Houston ነዚ ፕሮግራም ንክካየድ እጃሞም ዝገበሩ ንዘማሪ ኣለማዮ ተስፋሚካኤል ምሳና ሓቢሩ ስጋብ ዝውዳእ ብኣምልኾ ብመዝሙር ብኹሉ ዘገልገለና ኣዚየ የመስግን ኣብዚ መመረቅታን ኮንፍራስን ምሳና ዝውዓልኩም ልብኹም ዝገፍሐ ኩሉ እቲ ሰፊሕ በረኸቱ ኣምላኽ ይባርኽኩም ክብል እፈቱ እንትምንታይ ሲ ብዙሕ ሓጎስን ሰላምን ኮይኑልና ምትእኻኽብና ካብ ሽወደን ካብ ኣትላንታ ካብ sauth dakota ካብ ሳንዲያጎ ካብ ኦክላንድ ካብ LA los dallas anglose ካብ ስያትል ካብ ዋሽግንተን ዲሲ ካብ ኣሪዞኒያ ካብ ሳን ኣንቶኒዮ ብዝመጹ ኣጋይሽን ዝምረቁን ማዕሪጉ ውዒሉ ልዕሊ ኩሉ ድማ ህያው መንፈስ ቁዱስ ምሳና ነይሩ ብዘመርቲ ጽቡቅ ናይ ኣምልኾ መንፈስ ነይሩ ምስ ሲነር ዘማሪ ኣለማዮ እንዳኽበርዎ ንጎይታ ልዕሊ ኩሉ ድማ ክብሪ ሂቦሞ ኢዮም ህዱእን ጥዑምን ህልውና ኣምላኽ ነይሩ ሓዋሪያ ሕነሽም ጥንቃቀ ሚዲያ ዝተሓወሶ ናይ ምስክርነት ግዜን ናይ ትንቢት ኣገልግሎትን ኣገልጊሉ ብቃል ድማ ኣዚዩ ሃኒጽናን ባሪኽናን ኢዩ ብላዕ ስተ ውን ሕልፍ ኢልካ ስላሴ ዝባረኽዎ ነይሩ ኢዩ ኮታ ብጥቅልል ዝበለ ብፍላይ ከም ህዩስተን ኣብ ሓዳሽ ሕብረት ፋሬስ ቤተክ ከምዚ ዝበለ ሕብረት ብምግባሩ ምሕረት ኣምላኽን ፍቅሩን ኢዩ ሕብረት ኣብያተክ ኢዩ መሲሉ ወላ ውን ክረአ ኮሎ ኩሎም ከካብ ሕብረቶም ኢዩም መጺኦም በዚ ሓጎስና ዓቢ ኢዩ ምረቃ ዲፕሎም ከም ኣነ ኣብዚ ክኸውን እምነ ሕብረት ዶ ይጽገብ ኢልክሞ ዋው ዋው እብለኩም ጎይታ ይባርኽኩም ሓውኹም ናትናኤል።
 
 
 

ተማሃራይ

ሻሎም ብልቢ እነፍቅረካ መንፈሳዊ ኣቦና ስለቲ ብሉጽ ጻዕርካ ንጎይታ እንዳመስገንኩ ብምህሮታትካ ብዙሓት ይፍወሱን ይትንስኡን ይጸናንዑን ይባረኩን ከምዘለዉ ሩጉጽ ምስክረይን ምስክር ቡዙሓትን እዩ። እቲ ተኣሚንካ ዝሰዓብካዮን እተገልግሎ ዘለካን ጎይታ የሱስ ብኣጎልግሎትካ ሓሊፉ ሂወት ቡዙሓት ይቅይር ኣሎ ስሙ ይባረክ ። ምስጋና ነቲ ምሳካ ብመለኮታዊ ምክሩ ዝርከበኒ ጎይታ የሱስ እንዳመሰገንኩ ምሳካ ክዓይ ሞጎስ ስለዝረከብኩ ምስ ብዙሕ ሓጎስን ፍቅርን ኣክብሮትን Thank you ! እንዳበልኩ ንዓካ ዘሎኒ ፍቅሪ ዕዙዝዩ !!!። Daddy i love you! love you! love you! love you! love you! love you! love you! 

ካብ መንፈሳዊ ወድካ ኢለ

Interested? መጽሓፍቲን CD ክትረክብ እንተደሊኩም ኣብዚ ኣለኩም

ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መጽሓፍትን ስብከታትን ካልኦት መንፈሳዉ ትምህርትታትን