ኬብሮን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሰርቲፊኬት (Certificate) 1ይ ክፋል
ኬብሮን ዓለም ለካዊ ቤትክርስትያን ኣብ ስቶኮሎም ሽወደን ኮይኑ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብመንፈሳዊን ቲኦሎጃዊን ካብ ዝጅምር ድሮ ሓደ ዓመት ኣቅጺሩ ኣሎ ሕጂ ከኣ ናቱ መቀጸልታ ብዝተፈላለየ ሰርቲፍኬትን ዲብሎማን ይቅጽል ኣሎ። ከም ምክሪ ግን ሓደ ሰብ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክጅምር እንተኮይኑ ብ ሰርቲፍኬት ክጅምር ኣለዎ


