89171220_2792264880853642_4399442852216569856_o

...... ራኢና

ንሕና ድማ፡ ንዅሉ ሰብ ብክርስቶስ ምሉእ ጌርና ኸነቝሞ፡ ብጥበብ ዘበለ ንዅሉ ሰብ እናመዓድና፡ ንዅሉ ሰብውን እናመሃርና ንነግር አሎና።
ቆሎሴ 1 ፡ 28

Welcome To kebron

.......... ራኢና

ብዙሕ ጊዜ ኣብ ጉዕዞ ክርስትና ዝተባህለልና ካልእ እንነብሮ ከኣ ብኣንጻ ኽከውን ንዕዘብ ኢና። እግዝኣብሄር ኣምላክ ንደቂ ሰባት ክፈጥሮም ከሎ ዝሃቦም ክብርን ስልጣንን ኣዝዩ ዓሚቁን ሓያልን ምንባሩ ዝተፈላለዩ ነብያት ድሕሪ ነዊሓ ዓመታት ከይተረፉ ኣዘንቲዮምሉ ኢዮም። “ዎ እግዚኣብሄር፣ ጐይታና፣ ኣታ ንግርማኻ ኣብ ሰማያት ዝተኸልካዮ፣ ስምካስ ኰን ኣብ ኵላ ምድሪ ኽንደይ ግሩም እዩ:: ” መዝ -8፣1
ኣዳምን ሄዋንን ዋላ ሓደ ዘይበሎም ክንሱ ብከምኡ ዝተዋህቦም ሓይልን ስልጣንን ስለዘየስተውዕልዎ ገለ ምስ ገበሩ ክርከብዋ ዘለዎም ፍሉይ ስልጣን ውይ ኣምላኽ ምካን ዝብል ድምጺ ሰይጣን ተቀቢልዎም ናብ ዝይምለስ ገድሊ ሸለው በሉ። ኣብ ታሪክ ደቂ እስራኤር ጸሊም ታርክ ዘለዋ ጉልያድ ንዕቀቱ ክሳብ ዓንቀሩ ስለዝብጽሐ. ////////////////////// ከባጩ ከሎ ምክንያቱ ብዛዕባ ርእ ሶም ዘለዎም ምርዳኣእ ዓቢ ኣፍደገ ኮይንዎ’ዩ። ማለት ባሮት ስኦል ኢሉ ምስመዖም ምላሽ እካ ኣይረከብን። ዳዊት እቲ ንኡስ ክጅምር ከሎ መንነቱ ብምፍላጥ’ዩ ዝተበገሰ ፣ እዚ ዘይተገዝረ ፍልስጤማዊ በሎ። ኣይተገዝረን ማለት ኪዳን ኣምላክ ዘይብሉ ካብ ሓለዋ ኣምላክ ዝወጸ’ዩ ንምባል ኮይኑ ንሕና ከምኡ ኣይኮናን ብምባል ‘ዩ ብዓወት ዘሪሩ ንህዝቢ ኣምላክ ዓወት ዘጋናጸፎም። ራኢና ብተመሳሳሊ መንገዲ ዳግም ተወሊዶም መን ምካኖም ስኣን ምፍላጦም ብፍርሓትን ራዕድን ዘለው ክርስትያንት ናብቲ ኣምላክ ዝመደበሎም ሓቀኛ መንነት ብቁዓት ምካኖም የበራትዕን የፍርን።

Services For Every Occasion

List down special services you offer on occasions like

Wedding Makeup

Party Makeup

A little detail about the service you've mentioned above. Tell them what you do.

Fashion Makeup

A little detail about the service you've mentioned above. Tell them what you do.

Photo-Shoot

A little detail about the service you've mentioned above. Tell them what you do.