Archives: courses
ኬብሮን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሰርቲፊኬት (Certificate) 1ይ ክፋል
ኬብሮን ዓለም ለካዊ ቤትክርስትያን ኣብ ስቶኮሎም ሽወደን ኮይኑ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብመንፈሳዊን ቲኦሎጃዊን ካብ ዝጅምር ድሮ ሓደ ዓመት ኣቅጺሩ ኣሎ ሕጂ ከኣ ናቱ መቀጸልታ ብዝተፈላለየ ሰርቲፍኬትን ዲብሎማን ይቅጽል ኣሎ። ከም ምክሪ ግን ሓደ ሰብ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክጅምር እንተኮይኑ ብ ሰርቲፍኬት ክጅምር ኣለዎ
ኬብሮን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዲብሎማ 1ይ ክፋል diploma
Course Description ኣምላክ ሰማይ ሰናይ ምግባሩ ልማዱን ባህሪኡን ስለ ዝኮነ እንበር ጽድቀይ ወይ ስርሐይ ኣይኮነን።






