ብርሃን መንፈሳዊ መጽሕፍ

$4.00

መጽሓፍ ብርሃን መሃሪ ኣርእስታት ዝሓዘት ንመዓልታዊ ህይወት ዝኸውን እቲ ብክርስቶስ ዝተወደአ ናይ ሓድሽ ኪዳን ሰብ እንታይ ከምዝመስል ? ከመይ ጌርካ ኢኻ’ኸ ትለብሶ? ትኽክለኛ ትርጉም ክርስትና ኣብዚ ግኡዝ ዓለምን ኣብ መፈሳዊ ዓለምን? ንሓደ ክርስትያን ክውጽእን ክጥሕስን ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ፍልጠታት ዝሓዘት ንእሽተይ ግን ከኣ ዓበይትን ኩቡራትን ትሕዝቶ ዝሓዘት መጽሓፍ። ከምኡ ውን ቃል ምውጻእን ምዝራብን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣርእስቲ ምእዋጅን ምጽላይን ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። ነዛ መጽሓፍ ብምንባብ ለውጥን ውጽኢትን ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ከኣ ዕብየት ከተምጽኡ ናይ ግድን እዩ። ብሃዋርያ ሕነሽም ዝተጻሕፈ መጽሓፍትን ብመልክዕ CD ዝተቀድሐ ስብከትን ትምህርትን ንምርካብ ከምኡ ውን ብኣካል ንምምጻ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ (bible school) ክትማሃሩን መደባት ቃል ኣምላክ ክትካፈሉን ናይ መንፈስ ቅዱስ ኣገልግሎት ክትሓሩና ኮነ ብርሕቀት ትምህቲ መጽሓፍ ቅዱስ (bible study) ክትማሃሩ ምስ ትደልዩ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱና።

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ብርሃን መንፈሳዊ መጽሕፍ”

Your email address will not be published. Required fields are marked *