ብክርስቶስ ዝኮነ ዕውት ህይወት ምርዳእ

$5.00

እዛ ሕታም ናይ ብክርስቶስብ ፍሉይ ን መጀምርታ ትሕተም ዘላ ክትከውን ከላ፡ እቲ ፍሉይነታ ከኣ ካብ ቅድሚ ሕጂ ዝወጻ መጽሓፍቲን መጺሄታትን ዝተዋጽአ ኣርእስታት ሒዛ ስለ ዘላ እዩ። እተን ኣብዚኣ ተመሪጸን ተጻሒፈን ዘለዋ ኣርእስታት ብክርስቶስ ዝኾነልናን ዝኾንናዮን ናይ ሓዲሽ ፍጥረት ሓቅታት ዝገልጻን ዘረድኣ ኣርእስታት እየን። ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ ትምህርቲ ዘሎ ጸሎት ከኣ ከም ሓድሽ ፍጥረት ክንብሎን ክንዛረቦን ዘለና ኣዋጃትን ኣገባብ ኣጸላልያን ብሓጺር ሒዛ ቀሪባ ኣላ።

ብክርስቶስ ዝኮነ ዕውት ህይወት ምርዳእ Book

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ብክርስቶስ ዝኮነ ዕውት ህይወት ምርዳእ”

Your email address will not be published. Required fields are marked *